+251978565656 22,መቐለ,ትግራይ banahospital8@gmail.com
About Us

ባና ሆስፒታል

ሆስፒታል ባና ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ፣ ዘመናዊ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ዝህብ ውልቀ ትካል ጥዕና እዩ። እዚ ሆስፒታል እዚ ንማሕበረሰብና ፅሬቱ ዝሓለወ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ንምብፃሕ ዝተጣየሸ ኮይኑ፣ ብዘመናዊ ናይ ሕክምና መሳርሒታትን ብቁዓት ሰበ-ሞያን ዝተደገፈ ኣገልግሎት ይህብ።

ቀንዲ ኣገልግሎታት፡

  • ሕክምና ወፃኢ ሕሙማት (OPD): ኩለመዳይ ሕክምናዊ ምኽርን ክትትልን።

  • ሕክምና ውሽጢ ሕሙማት፡ ምችው ብዝኾነ ኩነታት ዝወሃብ ናይ 24 ሰዓት ናይ ምክትታል ኣገልግሎት።

  • ላቦራቶርን መርመራን፡ ብዘመናዊ መሳርሒታት ዝተደገፈ ቅልጡፍን ትክክለኛን ውፅኢት መርመራ።

  • ፋርማሲ፡ ንሕሙማት ዘድልዩ መድሃኒታት ብቐረባ ምቕራብ።

  • ራእይ፡ ዲጂታል ኣሰራርሓ ብምጥቃም ቅልጡፍ፣ ግልፅን እሙንን ኣገልግሎት ጥዕና ብምሃብ ኣብቲ ዞባ መሪሕ ናይ ሕክምና ማእኸል ምዃን።


Our Mission

ብዝለዓለ ሞያዊ ብቕዓትን ብዘመናዊ ዲጂታል ኣሰራርሓን ዝተደገፈ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ብምሃብ፣ ንደሕንነት ሕሙማት፣ ንፅሬት መርመራን ንጥዕና ማሕበረሰብን ቀዳምነት ምሃብ።

Our Vision

ዘመናዊ ናይ ሕክምና ቴክኖሎጂ ምስ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ብምውሃድ፣ ቅልጡፍ፣ ግልፅን ንኹሉ ተበፃሒ ዝኾነን ኣገልግሎት ጥዕና ብምሃብ ኣብቲ ዞባ መሪሕ ናይ ሕክምና ማእኸል ምዃን።

Our Values

🚀 ሞያዊ ብቕዓት 🚀 እሙንነትን ግልፅነትን 🚀 ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ 🚀 ሓዱሽ ኣሰራርሓ

Get In Touch

Contact Us

Contact Information

Email

banahospital8@gmail.com

Phone

+251978565656

Address

22,መቐለ,ትግራይ

Connect With Us
Send a Message