ኣብ ሆስፒታል ባና ትክክለኛነትን ቅልጣፈን መግለፂ ናይ መርመራ ኣገልግሎትና እዩ! ዘመናዊን ኣውቶማቲክን 'BANA CARE' ስርዓትና ካብ ጌጋ ነፃ ዝኾነ ሓበሬታን ቅልጡፍ ውፅኢትን የረጋግፅ። እዚ ሓካይምና ቅልጡፍን ህይወት ኣድሓንን ውሳነታት ንክመሓላልፉ የኽእሎም። ናይ ሓቀኛ ዲጂታል ጤና ጉዞ ፍልልይ ይለማመዱ:: #ሆስፒታልባና #ዲጂታልጤና #ሓዱሽኣሰራርሓ #ንጥዕናኹም